logo

ቀንዲ ገጽ | ተመለስDatenschutz

ዜና ካብ ምሉእ ዓለም


ካብ ሃገርካ ድሕሪ ምውጻኻ ውን፥ እቲ ግዜ  ደው ኣይብልን እዩ:: ብዙሕ ንገር ይቅየር::

ሓበሬታ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ሃገርካ፥ ንመስርሕ ዑቅባኻ ምቅማጥካን ኣገዳሲ እዩ::


  European Juropien Country of Origin Information Network

ንመስርሕ ዑቅባኻን ምቅማጥካን ኣብ ጀርመን ዘገድስ ሃገራዊ ሓበሬታ ትእክብ::  ትሕቲ ካርታ ዓለም: ሓንቲ ሃገር መሪጽካ ሓበሬታ ክትረክብ ትኽእል::



  amnesty international

ብዓለም ደረጃ ዝዓበየት ማሕበር መሰል ወዲ ሰብ እያ::  እቲ ሊንክ ናብ ሓንቲ ሓበሬታ ክትረኽበላ ትደሊ ሃገር ይመርሓካ::



  Humaniuhmen Rights Watch wottsch

ደቂ ሰባት ኣብ ግዜ ኩናት ክተዕቁብን: መሰል ደቂ ሰባት ዝግህሱ ገበነኛታት ኣብ ቅድሚ ሕጊ ከተቅርብን ትቃለስ ማሕበር እያ።



  ላዕለዋይ ኮምሽነር ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት

ላዕለዋይ ኮምሽነር ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ምሉእ ዓለም ንስደተኛታት የዕቁብን ይሕግዝን። እዚ ሊንክ ናብ ሃገራዊ ሓበሬታ ይመርሓካ።



  world media link

ዝተፈላለየ እዋናዊ መጋዜናት ካብ ምሉእዓለም ንክትረክብ  ይሕግዘካ።