logo

ቀንዲ ገጽ | ተመለስ

ምቅማጥ


ስደተኛታት ኣብ ጀርመን: ዝተፈላለየ ናይ ምቅማጥ መሰል ኣለዎም። እዚ ን ኩናታት ምስርሕ ዑቅባ: ውሳኔ ናይ ዑቅባ ጠለብ ወይ ኣብ ጀርመን ዝተቀመትካዮ ግዜ ምርኩስ ብምግባር እዩ።

ናይ Niederlassung ፍቃድ ምስትወሃብ: ንዘይውሱን ግዜ ኣብ ጀርመን ክትቅመጥ ይፍቀደካ።

እቲ መንገዲ ናብኡ ግን ኣዝዩ ነዊሕ አዩ።

Aufenthaltsgestattung+Büma Aufenthaltserlaubnis Aufenthaltserlaubnis
     
Aufenthaltserlaubnis Duldung Rückkehr

ኣብዚ: ንጉዳይ መሰል ምቅማጥ ኣመልኪቱ ዝግለጽ ትሕስቶ ምሉእ ከመዝይኮነ ክትግንዘብ ንሓተካ።

ኣገደስቲ ሕግታትን ጉዳይ መሰል ምቅማጥ ኣብዚ ትረክብ :: ኣገደስቲ ኣዋጃታ ኣብዚ ትረክብ