logo

ቀንዲ ገጽ | ተመለስ

ስራሕ

ስደተኛታት ዝረኸብዎ ናይ ስራሕ ፍቃድ ኣብ ዘለዎም መንበሪ ወረቀት ይሙረከስ።

ኣብ ምነቀሳቀሲ ወይ ከኣ ተመሳሳሊ ወረቀት ተመዝጊቡ ድማ ንረኸቦ።

ኣዝዩኣገዳሲ! ብጽሞና ኣንቢብካ ኣብ ስእሊ ጠውቅ።

Aufenthaltsgestattung, Duldung und Büma Aufenthaltserlaubnis Niederlassungs- oder Aufenthaltserlaubnis
     

ሓበሬታ ናይ ስራሕ ምድላይ: ሞያዊ ሓገዝን ስራሕኣልቦ 1 ኣብዚ ተወከስ።