logo

ቀንዲ ገጽ | ተመለስ

ብዛዕባ ስደተኛታት:  ስደት: ናይ ስደት ምኽንያት:  መስርሕ ዑቕባ ወይ መሰል ምቅማጥ ክትፈልጦ ትደሊ....

 


Logo Infonetz

መስመር ሓበሬታ ን ሓገዝ ስደተኛታት: ሓደ ናይ ምትሕግጋዝ ፕሮጀክት ናይ ኣብያተ ምኽሪ ስደተኛታት ከለንን ለቨርኩዘንን ክኸውን ከሎ: ብዛዕባ ስደተኛታት ንዝለዓሉ  ሕቶታት ንምብራህ ይሕግዝ። ብመሰረት ጠለብኩም:  ኣብ ምምሕዳር ከለን ሓደ ኣገዳሲ ናይ ሓበሬታን ሞያዊ ስልጠናን ሓገዛት ንቅርበልኩም።


እዚ ፕሮጀክት ናብ ኩሎም ብዛዕባ ስደትን ዕቁባን ክፈልጡ ዝደልዩ ኣካላት ዝጠመተ እዩ። ነዘን ዝስዕባ ነጥብታት ክትፈልጡ ምስተደልዩ

ነዳልዎ ሓበሬታ: ድሌትኩም ምርኩስ ብምግባር እዩ!

ፕሮጀክት "መስመር ሓበሬታ ንሓገዝ ስደተኛታት" ብ ኣውሮፓዊ ሓገዝ ንስደተኛታት ዝምወል ኮይኑ ብነጻ ኣብ ጥቕሚ ይውዕል።

 

ርክብ:

ክላውስ ኡርልሽ, ቤት ምኽሪ ስደተኛታት ከለን 0221–279 171 0 ናብ ቀንዲ ገጽ

ሪታ ሺሊንግ, ቤት ምኽሪ ስደተኛታት ለቨርኩዘን 0217–84645

 


EU

„Dieses Projekt wird aus Mitteln des Asyl-, Migrations- und Integrationsfonds kofinanziert.“