logo

ቀንዲ ገጽ | ተመለስ

Rita Schillings

Flüchtlingsrat Leverkusen


Kolberger Straße 95 alink zum Stadtplan
51381 Leverkusen

ተሌፎን: 02171-84645
ፋክስ: 02171-343417

 

ንኸፍተሉ ግዜ:

ሶኒ + ሓሙስን  10 - 18
ሶሉስ 10 - 16
ረቡዕ 13 - 16



ሓላፊት ቤትጽሕፈት:  ወይዘሮ ሪታ ሺሊንግ



ውልቃዊ ምኽሪ

ቤትምኽሪ ስደተኛታት ለቨርኩዘን ንሰደተኛታት ኣብዞም ዝስዕቡ ነጥብታት ኣገልጉሌት ምኽሪ ይህብ መስርሕ ዑቅባ ምቅማጥ ማሕበራዊ ጉዳያትን ናይ ሰራሕ ተቀባልነትን::

ኣብ ርእሲ’ዚ ቤትጽሕፈትና ንኩሎም ግዱሳትን ኣብ  ጉዳይ ስተኛታት እትነጥፉ ሰባትን ንሓበሬታን ናይ ርክብ ማእከልን ክፉት እዩ።


ኣብዚ ብዛዕባ እዞም ዝስዕቡ ጉዳያት ሓበሬታ ትረኽቡ:


ካልእ ናይ ምኽሪ ኣገልግሎት ኣብ ለቨርኩዘን


መንግሰታዊ ቤትጽሕፈት ኣብ ለቨርኩዘን


ናይ ስደተኛታት ቤት ምኽሪ ኣብ ለቨርኩዘን