logo

ቀንዲ ገጽ| ተመለስDatenschutz

ቤትምኽሪ ስደተኛታት ለቨርኩዘን

ቤትምኽሪ ስደተኛታት ለቨርኩዘን ሓደ ክፉት ማሕበር ኮይኑ: ብ ንመሰል ስደተኛታት ዝሰርሑ ሰባት ይካየድ። ብ ነካይዶም ንጥፈታት ንስደተኛታት ንሕግዝን: ንሓድሕዳዊ ምክብባርን ተጸዋርነትን ከኣ ንቃለስ።
ንጥፈታትና በዚ መንገዲ ነካይድ

Kein Mensch ist illegal Hände Vortrag
ውለቃዊ ምኽሪ ሕብረተሰባዊ ንጥፈታት ሓበሬታን ሞያዊ ምዕባለን